- እንታይነት ሽልማት ኪነ–ያሬድ
ሽልማት ”ኪነ–ያሬድ‘ ብኣቦ ዜማ ማህሌታይ ያሬድ ዝተሰየመ እንትኾን ብ 7 ዘርፍታት ኣብ ሙዚቃ፣ፊልም (ተከታታላይ ድራማ) ዝነጥፉ ሰብ ሞያ ብምሁራን ሰብ ሞያ እቲ ዘርፍን ብናይ ህዝቢ ተሳትፎን ተሓርዮም ዝሽለምሉ መድረኽ እዩ። ኪነ ያሬድ አዋርድ አብ ሃገርና ካብ ዘለዉ አዋርድታት ብዓይነቱን ብትሕዝትኡን ፍልይ ዝኾነ ናይ ሽልማት ፕሮግራም ንክኾን ዓጢቅና ተላዓይልና ንርከብ፡፡
ኪነ ያሬድ አዋርድ አብ ሃገርና ካብዘለዉ ሽልማታት ፍልይ ዘብሎ
- ናይ ህዝቢ ድምፂ ብሓፂር ቁፅርን ኢንተርኔትን ዳኝነት ምውሃብ
- ብዘፊር ሙዚቃን ፊልምን ዝተመሃሩን በዓል ሞያታትን ዳኝነት ብግልፂ ምሃብ
- ናይ ዋንጫ ዲዛይን ፍሉይ ብምኳኑ
- ናይ ሽልማት ዋንጫ ወርቃማ ዋንጫ ብምኳኑ ፍልይ የብሎ፡፡
ተሸለምቲ ሰብ ሞያ ዘርፊ ብውሱን መልክዑ ንምግላፅ
- ፍሉይ ተሸላሚ (አብ ውድድር ዘይአትው ንትግራይ ብ ኪነ–ጥበብ ፅቡቅ ስራሕ ዝሰረሐ)
- ናይ ክብሪ ተሸላሚ (ካባ)
- ብ ዘፈር ሙዚቃ
- ምሩፅ ድምፃዊ ወዲ ተባዕታይ
- ምርፅቲ ድምፃዊት ጓል አነስተይቲ
- ብሉፅ ዜማ
- ብሉፅ ግጥሚ
- ብሉፅ ክሊፕ
- ብዘፈር ድራማ
- ገሬ እሙን
- እንዳ ትሕሽ