መዳለዊ አካል - ኪነ ያሬድ
_________________________________
ናይ ትግርኛ ኪነጥበብ ኣወዳዲሩ ዝሽልም ትካል
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከብ ትግራዋይ ዝኾነ ኪነ ጥበባዊ ዝወዳደረሉ ናይ ሽልማት ምድላው
እዋኑ :- ካብ ጥቅምቲ 24/2013 ክሳብ መጋቢት 10/2015 ዝወፁ ደርፍታት ይወዳደሩ
መስፈርቱ :- ኣብ ዩቱፕ ተፃዒኖም ካብ 5 ሚኢቲ ሽሕ ንላዕሊ ተመልካቲ ዝተረኣየሎም ደርፍታት
- ዘርፊ :- ሙዚቃ
ብሉፅ ሙዚቀኛ
ብሉፅ ዜማ
ብሉፅ ግጥሚ
ብሉፅ ቪድዮ ክሊፕ
ምስጋና
ሰርፕራይዝ
ሰርፕራይዝ - ፍሉይ ተሸላማይ
ናይ ዘመን ተሸላሚ ክቡር ኣያ (ሰርፕራይዝ)